ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደቂ አንስትዮ ፀጉሪ መሳርሒ ፥ ናይ ክዳን ስፌት ማሽን ፥ እድንን ክርን ፥ ናይ ምግቢ ተንከፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 19, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 19, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናዉቲ ሕክምና : ሎት ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኦፍላ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: ንሎት ሐደን ክልተን 15000 ቅርሺ :ንሎት ሰለሰተ 30000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 5, 2018 3:10 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 5, 2018 3:20 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ጎማ/ ካብ One Wash ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንምግዛእ ከምኡዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገዳ መካይን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ዝክፈል ዝኽዕል ትካል ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 2, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሃፍትን ዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 20, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 20, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Flanged ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 20, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2018 4:10 Afternoon
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

The Ethiopian Evangelical Church Mekane Yesus Development and Social Services Commission Branch office (EECMY-DASSC-BO) Second Chance to school project is issuing this Bid for the procurements of Motorbike in Mekelle, Tigray Regional State.

  • Posted Date: Monday 27th, October 2025 4:00 pm (6 months ago)
  • Closing Date: Thursday 30th, October 2025 4:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Thursday 30th of October 2025 4:30 pm
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Motorcycles Purchase/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 19, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 20, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲጉደም ናይ ኤሌክትሪክ ኬብል(ገመድ)ን ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ክሸጥ ስለዝደለየ

  • Posted Date: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2018 6:30 Morning (closed)
  • Location: ዓዲ ጉዶም
  • Bid Opening Date: ሕዳር 2, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/