መቐለ ዩኒቨርስቲ ለተማሪዎች አገልግሎት የሚሆን የተፈጨ በርበሬና ቅመማ ቅመም ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ ጥቅምት 20, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 30, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 30, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: 100,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መሳረሕ አቁሕት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑትግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 22, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪከ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መላዋወጢ ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 21, 2018 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 21, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ተግሪ ናይ ጨርቃ-ጨርቂ ቀለም መሐደሲን መቐየሪን ን ከተማታት መኾኒ: ኣላማጣን ማይጨውን ዘማእክል ነዚ ስራሕ ብቀረባ ተረኪቡ ክሰርሕ ንዝደሊ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ንደሊ::

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2018 4:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2018 5:00 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2018 ዓም ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 2, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዓድዋ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 2, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: ፅሕፈት መሳርሒን 10000 ብር : ንኤሌክትሮኒክስ 4000 ብር
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/