ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደቂ አንስትዮ ፀጉሪ መሳርሒ ፥ ናይ ክዳን ስፌት ማሽን ፥ እድንን ክርን ፥ ናይ ምግቢ ተንከፍ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 19, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 19, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናዉቲ ሕክምና : ሎት ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንሎት ሐደን ክልተን 15000 ቅርሺ :ንሎት ሰለሰተ 30000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2018 3:10 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2018 3:20 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ጎማ/ ካብ One Wash ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንምግዛእ ከምኡዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገዳ መካይን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ዝክፈል ዝኽዕል ትካል ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሃፍትን ዳ/ዳ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ ሞተር ሳይክል ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2018 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Flanged ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2018 4:10 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

The Ethiopian Evangelical Church Mekane Yesus Development and Social Services Commission Branch office (EECMY-DASSC-BO) Second Chance to school project is issuing this Bid for the procurements of Motorbike in Mekelle, Tigray Regional State.

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 27th, October 2025 4:00 pm ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 30th, October 2025 4:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 30th of October 2025 4:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Motorcycles Purchase/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 19, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲጉደም ናይ ኤሌክትሪክ ኬብል(ገመድ)ን ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ትቦን ብግልፂ ጨረታ ክሸጥ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2018 6:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/