ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም ዓ/ማ 2010 ዓ/ም የደርጅቱን ሒሳብ በጨረታ አወዳድሮ ኦዲት ለማስደረግ ይፈልጋል

  • Posted Date: ሓሙስ መስከረም 10, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 14, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 14, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኦዲት ተዛማድኡን/ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/

The Mekelle Water Supply and Sewerage Services Office invites sealed bids from eligible bidders for Supply of One Set of (DN15 up to DN50) Automatic Water Meter Test Bench

  • Posted Date: Thursday 20th, September 2018 9:00 am (over 8 years ago)
  • Closing Date: Friday 19th, October 2018 10:00 am (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Friday 19th of October 2018 10:30 am
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category Building/Material Materials/ Construction Raw Materials/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

የትግራይ ልማት ማህበር ካሁን በፊት ሰርከስ ትግራይ ይጠቀምበት የነበረ ባለ 5000 ካሬ ሜትር ህንፃ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማከራየት ይፈልጋል

  • Posted Date: ሮብ መስከረም 9, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 25, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 26, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮ ደ/ከ/ስራሕ /ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታል ውቅሮ ዝርከብ እንዳሻሂ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ /ከጫርት ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒታት መምርሒን እተማልኡ ነጋዶ ይዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፊነቱ የተወሰነ የግል ማህበር ፒቪሲ ፕሮጀክት ከዚህ እቃዎች ማለትም

  • Posted Date: ሮብ መስከረም 9, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምት 9, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: ፕሮጀክት
  • Bid Opening Date: ጥቅምት 10, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 50,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ንዝበዓል ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ንተጉዓዝቲ መጓዓዝያ ዝኸውን መኪና 60 ሰብ ዝሓዛ 3 ኣውቶብስን ሓንቲ 15 ሰብን ትፅዕን ሃይሩፍን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 23, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ሰሙናዊ ፕሮግራም ፈነወ ቴሌቪዢን ማልት ኣለዋ እዚ መደብ ኣብ ምምሕያሽ ፅሬት ትምህርቲ ምምዕባል ባህልን ቋንቋን ናይ ባዕሉ እጃም ዘለዎ ኮይኑ ዝሓለፈ ዓመት ዶክመንተሪ ማለት እውን ሰነዳዊ ፊልም ስራሕቲ ማልት፣ ውድድር ተምሃሮ 2ይ ብርኪ፣ ተኸተታሊ ድራማ ክጋውሑ ሓግዮም እዮም ። ሰለዝኮነ ኣብዚ ዓመት እውን ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ነዚ ዓመት ዝሰርሖ ዝነበረ ስራሕቲ አጠናኺሩ ክቅፅለሉ ስለዝደለየ ማለት እውን ኣብ ምጥንኻር ፅሬት ትምህርቲን ምምዕባል ባህልን ቋንቋን ዝሕግዙ ዓመታዊ ፕሮግራማት ንምድላው ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትጫረቱ ይዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 18, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 19, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 500.00
  • Tender Category ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/ ትምህርቲን ትሬይንግ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዳባ ጉና ኣብ 2011 በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ስርዑ በጀት ንዝትፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ ኣቅሑት ብረታ ብረት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ፅሬት ኣቅሑት : ሳኒተሪ እንስታሌሽን : ክራይ አገልግሎት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክካረይን ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 23, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንዳባ ጉና
  • Bid Opening Date: መስከረም 23, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣዉቶ ሞቲቭ : ኮምፒተርን ተዛመድትን : ኤሌክትሮኒክስ : ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 (over 8 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሐመራ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/