ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ዓይኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተካላት ክትዋዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 13, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዘወዕሉ ናይ ስቴሽነሪ ኣቑሑት ብውሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ በቲ ቀሪቡ ስፔስፊኬሽን መሰረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊእኩም ንክትሰዱልና ንሓትት። ካብ ዕለት 26/01/2011 ዓ/ም -02/02/2011ዓ/ም ተቅርቡ ትኽእሉ።

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 3, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 3, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፍርዲ ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ኣቑሑት ፅሬት፣ኣቑሑት ሕትመት፣ሳይክልን ኣናእሸተይን ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 28, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 14, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መረብ ለኸ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 14, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ አብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ቤት ምኽሪ ህንፃ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማኽርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ሕጋውያን ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 23, 2011 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 23, 2011 3:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን 2011 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ ሲቲ (ኤሌክትሮኒክስ)፣ ጋርመንትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒዩተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኣውቶሞቲቭን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 15, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 15, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ንኣገልግሎት ኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ኤሌክትሪክ፣ ሞተር ብስክሌትን፣ ናውቲ ኤሌክትሮኒከስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ነዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 12, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 12, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንኣገልግሎት ቤት ዕዮ ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ንመሰልጠኒ ተሃነፅቲ ዝኸውን ኣቑሑት ጣውላን ሓፂን መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 26, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 16, 2011 4:20 Morning (closed)
  • Location: ዓዲግራት
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 16, 2011 4:40 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/