ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ማለት ፣ ዴስክ ኮምፒዩተር በዝሒ 20 ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር core I7በዝሒ 17፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር core I5 በዝሒ 3፣ ግራፊክ ንሚድያ ዎርክ ሾፕ ስቴሽን ዝኾና ኮምፒዩተራት በዝሒ 14፣ ኤየር ኮንዲሽነር በዝሒ 2፣ ጀነሬተር በዝሒ 1 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም።

  • Posted Date: ሶኒ መስከረም 14, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ዝተፈላለየ ዓይነት ጎማን ባትርን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንተሽከርከርቲ መፀገኒ ጋራዥ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ።

  • Posted Date: ቀዳም መስከረም 12, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 25, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 25, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/

የሰቲት ሁመራ ውሃና ፍሳሽ ጽ/ቤት ከዚህ በታች የተዘረዘሩ ንብረቶች በግልጽ ጨረታ ማስታወቂያ አወዳድሮ የተለያዩ መጠን ያላቸው

  • Posted Date: ኣርብ መስከረም 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2011 5:00 Morning (closed)
  • Location: ሰቲት ሑመራ
  • Bid Opening Date: መስከረም 29, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ የ20ኛ ክ/ጦር ግዥ ዴስክ ቋሚ የቢሮ ዕቃዎች፣ ለትምህርትና ስልጠና መርጃ ዕቃዎች፣ የፅዳት ዕቃዎች፣ የቅ/ፕሮፖጋንዳ፣ ለተሽከርካሪ መለዋወጫ፣ ለኦፊስ ማሽን ጥገና፣ ለጀኔርተርና ዳቦ ማሽን፣ ለካምፕ እድሳት የሚውሉ ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • Posted Date: ኣርብ መስከረም 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 25, 2011 7:30 Morning (closed)
  • Location: እንትጮ
  • Bid Opening Date: መስከረም 25, 2011 8:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ማሽነሪ/

ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዝኾነ ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 22, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 22, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ንናይ ወረድኡ ሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይነ መኪና ስፔር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ በዚ ዝስዕብ መግለፂ ይዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 24, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ቆላ ተምቤን
  • Bid Opening Date: መስከረም 24, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ፣ናይ መኪና ጎማ፣ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ መኪና ኮንፎርት /ጨርቂ/፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ መስከረም 11, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 28, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 28, 2011 8:10 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/