ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት መኪና ግልጋሎት እትውዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 19, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 20, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 15,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከባቢ ኣጂፕ ዝርከብ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ክፍቲ ቦታ ዝምልክቶም ትካላት ብምውድዳር ከካሪ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 17, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 18, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መኽዝን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ናይ ቢሮና ኣይስቲ ግልጋሎት ትህብ ሞተር ሳይክል ካብ መደበኛ በጀት ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምም/ርን ኣብ ውሽጢ ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ቀላምንጦሳት(ባህርዛፍ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 12, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 12, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 2,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንበዓል መዚ ተቖፃፃሪ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2018 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (5 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 10, 2018 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 10, 2018 9:30 Morning
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይቲ ትካል ግልጋሎት ዝዉዕላ ዝተፈላለያ ዓይነት መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 23, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 23, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 1,000.00
  • Tender Category ዕድጊት መኪና/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 19, 2018 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 19, 2018 4:00 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price:
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ሓዉዜን ኣብ ዘለዉ ዘገልገሉ ጀኔሪተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: ሕዳር 22, 2018 8:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት አዉን እስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሕትመትን ከምእዉን ናይ ኢንዳስትሪ ናዉቲታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገለን ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 (6 months ago)
  • Closing Date: ሕዳር 22, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 22, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: መሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ :ኣቅሑት መኪናን : ኢንዳስትሪያላዊ ናዉቲን : ንነብስወከፍ መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕትመት ስራሕቲ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ቢድቦንድ 3000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/