ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2011 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ፅገና ጉልበት መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መኪና : ናይ ሞር ሳይክል ጉልበት ፅገና : ስፖርትን ዕጥቅን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መረብ ለኸ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 1, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

አጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይና ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንምዕዳግ ብብርኪ ክልላዊ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግበ ይደሊ ስለዚ እዞ ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም ሠ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 28, 2011 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 28, 2011 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 18, 2011 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 18, 2011 10:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬትን ናይ ሓለዋን ግልጋሎት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 18, 2011 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 19, 2011 2:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 18, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 18, 2011 9:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላላያ ናይ መኪና ጎማ ኩነ 25 ምስ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 16, 2011 10:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 16, 2011 10:32 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ 3 መሳርሒ ሕትመት 4 መሳርሒ እስፔር መኪና 5 መ ሳርሒ እስፔር ሞተር 6 መድሓኒት እንስሳ 7 መ ሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት 8 ኣቁሑት ፅሬት 9 ኣንሶላን ፍርናሽን 10 መሳርሒ ኬሚካል ላብራቶሪ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 30, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 30, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 60.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዛታ ን 2012 በጀት ዓመት ነቲ ቤት ፅሕፈት አጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ስራሕቲ ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ቢሮ ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 29, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 29, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎተ ክልት መሳርሒ ፅሬት : ሎት ሰለስተ ናዉቲ ኤሌክትሮነክስ : ሎት ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 30, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: ወርዒ ለኸ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 30, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: በቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ነሓሰ 29, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኦፍላ
  • Bid Opening Date: ነሓሰ 29, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/