ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ነቲ ክለብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 23, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 23, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቃሊቲ ኮንስትራክሽን እቃዎች ማምረቻ ፋብሪካ በኣፋር ክልል ኣህመድ ኢላ ኣርታኤለ የጠጠር የኮንክሪት ኣቅርቦት ፕሮጅክት የፕሮጀክቱ የሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ለዶዘር /CAT D8R/ ና በጨረታ አወዳድሮ መከራየት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ግንቦት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 16, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 17, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝ/ዩ ናይ ሚስቲቡሽ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ቀለም መቅብኢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቅሓ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2011 4:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢ ሎቱ ዝተፈላለ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን/ TYRES/ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 23, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 23, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ሓዱሽ ፀፀር መንገዲ ቀበሌ 04 ዋልካ ብተወሳኪ እውን ኣብ ቀበሌ 06 ዞን 6 ብውልቀ ደኣንት ማለት ሽርክና ማሕበር ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ RC/GC/ ተኮናተርቲ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 28, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 28, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 90.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ከ/ስ/ዝ/መ/ልምዓት ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ሞሞና ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝኮነ ህንፀት ተወሳኪ መምሀሪ ክፍልታት ብግራውንድ ምህዳም ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ /Stationary/ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 23, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 23, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤንን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንናይ ወረድኡ ሴከተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ቤት መዘጋጃ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ግሪነሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 29, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 30, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው LG ቴሌቭዥን በዓል 43 ኢንች በዝሒ 3፣ ቲቪ ስታንድ ናይ ግድግዳ በዝሒ 4፣ ኬብል ገመድ ጥቅላል 100 ሜትሮ በዝሒ 2፣ LMB በዓል 4 በዝሒ 3፣ ባትሪ ዋይ ቱኤላፋንት ቱኤ በዝሒ170፣ ዲሽ 60 ሸሓነ በዝሒ 2፣ ከለር ፕሪንተር በዝሒ 1 ፣ ረሲቨር በዝሒ 4፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 22, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 22, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/