ን2ይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 23, 2011 9:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 23, 2011 9:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 25.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ን3ይ ዙር መናእሰይ ናይ ስልጠና ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዘለና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሪክ፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን፣ ኮስሜቲክስ፣ ጨርቃ ጨርቅን፣ ፈርኒቸርን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎጎ፣ ምግቢ ኣቅሑት፣ ምርባሕ ደርሆ፣ ምህጣር ከፍቲ መሳርሕታትን ፣ ናይ ጎማ ካለማደሪያን ናይ ሞዴል ል1HZ /ኣንቡላንስ/፣ ሞዴል ZN-1033UBX፣ ሞዴል 682-N3 ኢነትረ መኪና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 23, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኣግበ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 23, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: በቢሎቱ ዝተፈላለየv
  • Bid Document Price: 30-50.0
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝ/የ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ዲኮር ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 14, 2011 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 14, 2011 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሬድ + ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • Posted Date: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 15, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: እንደርታ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 15, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ናይ ሕትመት ስራሕቲ/