ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ ግሪን ሃዉስ ኣቅሑት ዕድጊትን ፅገናን : ኤንኩቬተርን : ሃቸርን : ናይ እንስሳት ቀለብ መጥሐንን መቀነባበሪ ማሽንን ከምእዉን ናዉቲ ቤት ዕዩን : ኣቅሑት መሳርሒ ንህብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 27, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 27, 2018 4:30 Morning
  • Bid Bond: 30,000.00
  • Bid Document Price: --
  • Tender Category ሕርሻ መሺነሪ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ንካልአያ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ካብ ናይ ዩኒዲፒ በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልግሎት ዝዉዕል ሞተርሳይክል ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ቀዳም ታሕሳስ 18, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 27, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 28, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 16,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንተሃነፅቲ መሰልጠኒ ግልጋሎት ዝዉዕል መብራህቲ : ጀነሬተርን : ማሽናት ጣዉላን ሓፂን መፂንን ካብ ሕጋያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 4, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 4, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት መዘጋጃ መቐለ ንፅሬት ዝዉዕል ተሽከርከርቲን ማሽነሪን : ፈርኒቸርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 25, 2018 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 25, 2018 3:30 Morning
  • Bid Bond: ንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ 50000 : ንፈርኒቸርን 200000 ቅርሺ
  • Bid Document Price: ንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ 1000 : ንፈርኒቸርን 300 ቅርሺ
  • Tender Category ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ከተማ ወይኒ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ጥሙር ዕድጊት ንወረዳ ጣንቆ ምላሽ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 28, 2018 8:30 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 29, 2018 9:00 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 25, 2018 4:00 Morning (closed)
  • Location: ወረዳ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 25, 2018 5:00 Morning
  • Bid Bond: --
  • Bid Document Price: 300.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፊት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መደበኛ በጀት ከባቢያዊ ጥሙር ዕድጊት ናይ ማኪና ስፔር : ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • Posted Date: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ታሕሳስ 24, 2018 4:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ታሕሳስ 24, 2018 4:40 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ውቅሮ ማእኸል ህንፀት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንተሃነፅቲ መስልጠኒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መብራህቲ ጀነረተር፣ ናይ ጣውላን ሓፂን መፂንን ማሽናትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዱሩ ከገዝእ ስለ ዝደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 (4 months ago)
  • Closing Date: ጥሪ 4, 2018 8:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጥሪ 4, 2018 8:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/