ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ኣብ ውሽጢ ግቢ ንዝርከብ ባዶ ቦታን ከምኡ ውን ኣብ ከሳቴ ብርሃን ት/ቤት ዘሎ ባዶ ቦታን ንመጋዘን(ስቶር) : ንካልኦት ድምፂ ዘይፈጥሩ ማለት ውን ንምምሃር ምስትምሃር ኮነ ንመንበሪ ዝርብሽ ድምፂ ዘይፈጥሩ ኣግልግሎታት ዝውዕል ኮይኑ እቲ ቦታ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሰሪሖም ክጥቀምሉ ዝክእሉ ነጋዶ/ውልቀ ሰብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ።
Closing Date: ሓምለ 22, 2016 8:00 Morning (closed)
Location መቐለ