ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ- ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ መራሕቲ ስድራ 1. ፈሳሲ ዘይቲ ብልዒ 2. ናይ ፅሬት መሳርሒ 3. ናይ ምግቢ መብሰሊን 4. ሓጋዛይ ድምፂ መስምዒ /hearing aid/ ካልኦትን ኣወዳዲሩ ንምግዛእሰለ ዝደለየ::
Closing Date: ጳጉሜን 5, 2016 8:00 Morning (closed)
Location መቐለ