Closed

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንኣገልግሎት ቤት ፅሕፈት እታ ወረደ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ፅሬት፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን፡ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን፡ ንኣቅሑት ሕትመትን ፡ ናዉቲ እንስሳን መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Closing Date ጥቅምቲ 13, 2017 5:00 Morning (closed)
Bid Opening Dateጥቅምቲ 13, 2017 5:30 Morning
LocationAtsbi
Bid Bondመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅረሺ ፡ መሳርሒ ፅሬት 2000 ቅረሺ ፡ መቀያየሪ ኣቅሑት መካይን 5000 ቅርሺ፡ መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን 4000 ቅርሺ፡ ንኣቀሑት ሕትመትን 2000 ቅርሺ ፡ ናዉቲ እንስሳን መድሓኒትን 4000 ቅርሺ
Bid Document Price100.00
Posted Date
Closed

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ን 2017 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቅራብ ዝተፈላላለያ ዓይነት ሞዴል ንዝለዎን ሞተር ሳይክላት ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ጋራጅ ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ከቅርበ ይደሊ

Closing Date ጥቅምቲ 15, 2017 4:30 Morning (closed)
Bid Opening Dateጥቅምቲ 15, 2017 5:00 Morning
Bid Bondንናይ መከይን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 10000 ቅርሺ / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ፡ ንናይ ሞተር ሳይክልግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 5000 ቅርሺ / ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ /
Bid Document Price100.00
Posted Date
Closed

ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አገልግሎታት ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

Closing Date ጥቅምቲ 14, 2017 4:00 Morning (closed)
Bid Opening Dateጥቅምቲ 14, 2017 4:30 Morning
Locationመቐለ
Bid Bondንግልጋሎት ፅሬት 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ንፅገና ኣቅሑት ቢሮን ኤሌከትሮኒክስን: ምምላእ ቀለምን ንነብስወከፎም 5000 ቅርሺ
Bid Document Price100.00
Posted Date
Closed

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት: ኤሌትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ናይ ሞተርን መኪናን ዘይቲ : መኪና ጎማን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን : ፕላስቲክ ቲዩብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Closing Date ጥቅምቲ 18, 2017 4:00 Morning (closed)
Bid Opening Dateጥቅምቲ 18, 2017 4:15 Morning
Locationዓድዋ
Bid Bondመሳርሒ ፅሕፈት 20000 : ኣቅሑት ፅሬት ን መኪና ጎማን 5000 ቅርሺ : ኤሌትሮኒክስ 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮ : ዘይቲ ሞተርን መኪናን : መሳርሒ ህንፃ : ሕትመትን 3000 ቅርሽ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 10000 ቅርሺ : ፕላስቲክ ቲዩብን 15000
Bid Document Price100.00
Posted Date

Tender Category

Do you own a company?

All tender announcements are posted in our website for free. But if you want a more advanced features such as
- Customized, filtered tender announcements for your company
- Advanced search tools
- Automatic email alert on announcements, and
-Automatic SMS alert.
You need to register for a very minimal annual registration fee.
What are you waiting for? Register for a reasonable price per year.

Subscribe for Tenders
Exchange Rate
#BuyingSelling
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
National Bank Of Ethiopia - Commercial Banks Exchange Rate 05-11-2026