ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዩኒሴፍ/UNICEF/ ዝተረኸበ ሓገዝ ማንዋላት ካብ አምሃርኛ ናብ ትግርኛ ምትርጋምእን ባይንድ ብምግባር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተሩጉም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድ ።
Closing Date: ሰነ 4, 2016 3:00 Morning (closed)
Location መቐለ