ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ጣብያ ማርታ ፍሉይ ቦታ ሓሚዳይ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ እንዳ ኣፈ ከሳሰ ኪ/ማርያም ገሰሰና ልጆቹ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር መኽዘን ዝርከብ በዝሑ 3520 /ሰለስተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ዕስራን/ ባዶ ጥርሙዝ ዝሓዘ ናይ ዳሽን ቢራ ካሳ ብመበገሰ ዋጋ ንሓደ ካሳ ብር 555.00 /ሓሙሽተ ሚኢትን ሓምሳን ሓሙሽተን ብር/ ብጨረታ ክሽየጥ
Closing Date: ጥሪ 28, 2017 3:00 Morning (closed)
Location መቐለ