ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕ/ሓሙስ ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2014 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግብር ስለዝደለየ
Closing Date: ጉንበት 10, 2018 4:00 Morning (closed)
Location ዕዳጋ ሓሙስ