ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎ(Footing pad,Foundation column & shear wall)ብረት ፎርም ዎርክን ኮንክሪት ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
Closing Date: ነሓሰ 26, 2017 4:00 Morning (closed)
Location መቐለ