ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎል(Footing pad, Foundation column & shear wall) ፎርም ዎርክን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሸን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
Closing Date: መስከረም 20, 2018 4:00 Morning (closed)
Location መቐለ