ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ጣብያታት ዝትከሉ ዘርኢ ስነሂወትን ቀወምቲ ተክሊታት ንዕቀባ ገለዒ ሓመድን ማይን ግልጋሎት ብተወሳኪ ዉን ንቀለብ እንስሳት ዝዉዕሉ ከምኡዉን ተክሊ ሻምባቆ ተክሊ ሽባካ ሳስፓንያ ሞሪንጋ ዝርእታት ብግልፂ ጨረታ ክግዝእ ስለዝደለየ ናይ ዝተጠቀሰ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
Closing Date: ጉንበት 1, 2008 6:00 Afternoon (closed)
Location ኣሕፈሮም