ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ብርክት ዝበለ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ በዚ መሰረት ናይ መኪና ስፔር ክንዕድግን ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ግልጋሎት ክንረክብን ስለዝደለየ
Closing Date: ጥሪ 15, 2018 4:00 Morning (closed)
Location መቐለ