ኩሓ ሆስፒታል ናይ ጀነሬተር መቐያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክገዝእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 04:02 ጥዋት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎ

3 መቅረባይነት ሰርትፊኬት

4 ፕሮፎርማ ካን 17/04/2012ዓ/ም ክሳብ 21/04/2012ዓ/ም መእፀዊ 4፡00 ሰዓት

5 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 44 42 02 21 /09 14 00 80 94/09 14 48 61 95 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ