https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9966
ኩሓ ሆስፒታል ናይ ጀነሬተር መቐያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክገዝእ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎ

3 መቅረባይነት ሰርትፊኬት

4 ፕሮፎርማ ካን 17/04/2012ዓ/ም ክሳብ 21/04/2012ዓ/ም መእፀዊ 4፡00 ሰዓት

5 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 44 42 02 21 /09 14 00 80 94/09 14 48 61 95 ምሕታት ይካኣል