ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን 1ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ዘጎልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 08:30 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 መኸበሪ ጨረታ 2000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክአሉ

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ይካኣል

3 እዚ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከዉንተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 49 04 89 /09 14 13 01 20 /09 25 30 75 92  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ