https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9914
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን 1ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ዘጎልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2000
  • ቦታ:ኣሕፈሮም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 መኸበሪ ጨረታ 2000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክአሉ

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ይካኣል

3 እዚ ሰነድ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/04/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እንትከዉንተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 44 49 04 89 /09 14 13 01 20 /09 25 30 75 92  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል