ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ታሕሳስ 19, 2012 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 04:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2 ፕሮፎርማ  ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፀዉ

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ