https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9834
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 19, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2 ፕሮፎርማ  ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፀዉ

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡