ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንቴክኖሎጂ ስራሕቲ ዝዉዕል ናይ መጥሓን መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ኮረም
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 08:30 ከሰአት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ እስካብ 10/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ንክትመልኡ እናተሓሳሰብና እቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እስካብ 10/04/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለይ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

2 ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0985785485

መመለስ
የጨረታ ምድብ