https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9813
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንቴክኖሎጂ ስራሕቲ ዝዉዕል ናይ መጥሓን መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/04/2012ዓ/ እስካብ 10/04/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ንክትመልኡ እናተሓሳሰብና እቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እስካብ 10/04/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለይ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

2 ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0985785485