ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም በበዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኮይኑ ኮፒ ገሩ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ

3 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ክሳብ 29/03/2012

4 እቲ ጨረታ ዕለት 30/03/2012ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 73 02 11

መመለስ
የጨረታ ምድብ