https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9650
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ 2011ዓ/ም በበዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኮይኑ ኮፒ ገሩ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ

3 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 25/03/2012ዓ/ም ክሳብ 29/03/2012

4 እቲ ጨረታ ዕለት 30/03/2012ሰዓት 4፡00 ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 73 02 11