ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንሰራሕተኛታትን ሰልጠንትን ግልጋሎት ዝህብ ካፍቴርያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2012 10:00 ከሰአት
  • ካፌን ሬስትራንትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ነግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ

2 መኸበሪ ጨረታ ብር 2000.00 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20.00 ብር ብምክፋል ካብ 22/03/2012 ክሳብ 06/04/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ

4እቲ ጨረታ ዕለት 06/04/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡00 ይክፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ

መመለስ
የጨረታ ምድብ