ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግድን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቴፊኬት

2 ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ቫት ሰርትፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ክተቕርቡ ግድን ይኸዉን

3 ዋጋ ዝቐርበሉ ኣቅሓ ሰዓራይ ዝኮነ እቲ ኣቅሓ አብ 10 መዓልቲ ከቕርብ ከምዝግባእ ብንፁር ምፍላጥ የድሊ

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ ጨረታ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/03/2012 ሰዓት 4፡00ይክፈት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46 / 03 44 40 36 63 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ