https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9547
ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግድን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቴፊኬት

2 ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ቫት ሰርትፊኬት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ክተቕርቡ ግድን ይኸዉን

3 ዋጋ ዝቐርበሉ ኣቅሓ ሰዓራይ ዝኮነ እቲ ኣቅሓ አብ 10 መዓልቲ ከቕርብ ከምዝግባእ ብንፁር ምፍላጥ የድሊ

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ ጨረታ 7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/03/2012 ሰዓት 4፡00ይክፈት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46 / 03 44 40 36 63 ምሕታት ይካኣል