ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት መቀፀልታ መስፋሕፍሒ ቤተ ንባብ ጎልጎል ቀበሌ 06 ንምስራሕ ብደረጃ 7 ልዕሊኡን ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:150000.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 04:00 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዝተሓደሰ

2 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ፍቃድ ተኻናተርቲ ዘለኩም ናይ መቅረባይነት  

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዲክሌሬሽን ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

4 እቲ ስራሕ ኣብ 420 መዓልትታት ሰርሑ ዘረክብ

5 መኸበሪ ጨረታ 150000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ክፍሊ ቁፅሪ 03 ካብ 18/03/2012ክሳብ 09/04/2012ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

7 ጨረታ 10/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13

መመለስ
የጨረታ ምድብ