ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓድግራት ዝርከብ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 04:02 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 በቲ ዝተጠቀሰ መስፈርት መሰረት ኣማሊኡ ንከቕርብ ዉዕሊ ዝአስር

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብቲ ጠቕላላ ዝተመልአ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብብር ወይካዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ተከፊቱ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ምውሳድ ይክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 09/03/2012ዓ/ም ክሳብ 19/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብኮሚቴ ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 42 11

መመለስ
የጨረታ ምድብ