https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9414
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓድግራት ዝርከብ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 በቲ ዝተጠቀሰ መስፈርት መሰረት ኣማሊኡ ንከቕርብ ዉዕሊ ዝአስር

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ካብቲ ጠቕላላ ዝተመልአ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብብር ወይካዓ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ተከፊቱ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ምውሳድ ይክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ 09/03/2012ዓ/ም ክሳብ 19/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብኮሚቴ ተኣሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 42 11