ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ንቁልፊ ምፅጋን ፈርኒቸር ፅገናን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 03:30 ጥዋት
  • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/03/2012ዓ/ም ክሳብ 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344403656ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ