ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ንቁልፊ ምፅጋን ፈርኒቸር ፅገናን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/03/2012ዓ/ም ክሳብ 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344403656ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ