1 ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ናይ ደኣንት ትካል
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ
3 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 1ዓመትን 5 ወርሕን ምሉእ ብሙሉእ ወዲኡ ዘረክብ
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000.00 ብስም ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ
6 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 25/03/2012ዓ/ም ሰዓት ምእታዉ ይካኣል
7 እቲ ጨረታ 26/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 00 61
መመለስ