ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ዓራት፣ ፍላት ቸይርወንበር ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 8, 2012 09:00 ከሰአት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰን

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 02/03/2012ዓ/ም እስካብ 08/03/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08/03/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ