ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኣልኮል መጠን መለክዒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 09:00 ከሰአት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ናይ 2011/12 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግበሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቕረባይ ሰርትፊኬት፣ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬት ፣ ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ባት ዲክልረሽን ከቕርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 02/03/2012 ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 መኸበሪ ጨረታ  5000.00 ፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ሲፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንቴኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 85 01 /03 42 40 87 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ