ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ማዛጋጃ ፅ/ባቀን ክ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተክሊ ብረት ሓፁር ካብ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክነስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 03:30 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 04/03/2012 ዓ/ም 11፡00 ሰዓት ክቀርብ ኣለዎ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት05/03/2012 ኣብ ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

መመለስ
የጨረታ ምድብ