ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:22000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 09:30 ከሰአት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

 1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማት እዉን ቲን ናምበር

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4 ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ

5 መኸበሪ ጨረታ 22000.00 ቅርሺ ብስፒኦ

5 ሰዓራይ ደብዳቤ ካብ ዝበፀሖ 3ተ መዓልቲ ብኣካል ቀርቡ ዉዕሊ ዝኣስርን ንብርት ኣብ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘቅርብን

6 ሰነድ ጨረታ ዝፀንሓሉ 01/03/2012ዓ/ም ክሳብ 16/02/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት

7 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ 100 እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክአሉ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54 

መመለስ
የጨረታ ምድብ