ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ኣብ ከባቢ 02 ከባቢ መምህር ካልኣዩ ግርማይ መንበሪ ፕሮጀክት ድልድል ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:150.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:00 ጥዋት
  • መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ናይ ደኣንት ትካል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 210 መዓልቲታት ምሉእ ብሙሉእ ወዲኡ ዘረክብ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000.00 ብስም ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ምእታዉ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ