https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9167
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ማይጨዉ ኣብ ከባቢ 02 ከባቢ መምህር ካልኣዩ ግርማይ መንበሪ ፕሮጀክት ድልድል ንምስራሕ ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ጀነራል ኮንትራክተር ወይ ድማ መንገዲ ኮንትራክተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

1 ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ናይ ደኣንት ትካል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 210 መዓልቲታት ምሉእ ብሙሉእ ወዲኡ ዘረክብ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ 10000.00 ብስም ቤት ፅሕፈትና ዘቅርብ

6 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ምእታዉ ይካኣል

7 እቲ ጨረታ 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ