ን2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም ኣብ ቀበሌ 01 ከተማ ኣላማጣ ዝርከብ G+2 ናይ ቤት ፍርዲ ህንፃ ናይ ፍኒሺንግ ስራሕቲ ብደረጃ 9 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተን ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ንግዲ ማሕበራት ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:7000.00
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:30 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመነ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ዝተወሃቦ ንግዲ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምስክር ወረቀት ፣ ተመዝጋባይነት ፣ ግብሪ ከፋላይ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣ ከቅርብ ዝክእል

2 መኸበሪ ጨረታ 7000.00 ብር ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ

3 ሰዓራይ ትካል ኣብ ዉሽጢ 90 መዓልቲ ወዲኡ ዘረከብ

4 ሰነድ ጨረታ ክሳብ 09/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ 09/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት  ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 አቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ