መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:02 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መታወቂያን ፎቶኮፒን ዘቅርብ፤

2 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ንቤት ት/ቲ ዘምፅእ፤

3 ፅሬቱ ዝሓለወ ምዃኑ ኣረጋጊፁ ዘቅርብ፤

4 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/

5 ናይቲ ንብረት ፅሬት ምስተረጋገፀ ገንዘቡ ዝወስድ፤

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ከፊሉ ደረሰኝ ዘቅርብ ወይ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ፤

7 ጨረታ ዝኣትወሉን ዘክፈተሉን ሰኑይ 24/02/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ይኸዉን

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ት/ቲ ምውሳድ ይከኣል፡፡

9 ቤት ትምህርትና ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ኣይነገደድን

መመለስ
የጨረታ ምድብ