https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9118
መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መታወቂያን ፎቶኮፒን ዘቅርብ፤

2 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ንቤት ት/ቲ ዘምፅእ፤

3 ፅሬቱ ዝሓለወ ምዃኑ ኣረጋጊፁ ዘቅርብ፤

4 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/

5 ናይቲ ንብረት ፅሬት ምስተረጋገፀ ገንዘቡ ዝወስድ፤

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ከፊሉ ደረሰኝ ዘቅርብ ወይ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ፤

7 ጨረታ ዝኣትወሉን ዘክፈተሉን ሰኑይ 24/02/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ ይኸዉን

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ት/ቲ ምውሳድ ይከኣል፡፡

9 ቤት ትምህርትና ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ኣይነገደድን