ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ከይዲ ስራሕ መሬት ምልማዕን ምምሕዳርን ዙር ጨረታ 76 ናይቲ ጨረታ ዓይነት መደበኛ ከይዲ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ስራሕ መሬት ምልማዕን ምምሕዳርን ናይ ከተማና ቦታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንመንበሪን ንንግዲን ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 03:00 ጥዋት
  • መሬትን ሊዝን/
  • Print
  • Pdf

1 ክጫረቱ ዝደለዩ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

2 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ካብ  ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ 24/02/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 9፡00 ጥራሕ ይኸዉን

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይኸዉን

4 ጨረታ ዝክፈተሉ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት  3፡00 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ   

መመለስ
የጨረታ ምድብ